Posts

Showing posts from June, 2013

Po pe Shenouda.

Image
      Youth English Sermon - HH Po pe Shenouda. Pope Shenouda III 'None Beside  YOU God' + English subtitles.

HH Pope Shenouda

Image
                                                    HH Pope Shenouda

መደብ ሕቶታትኩም ምስ መልሲታትኩም ። ሕቶ፡-

Image
መ ደብ ሕቶታትኩም ምስ መልሲታትኩም ። ሕቶ፡ - ዝኸበርካ ቀሺ ሙሴ ሰላም ኣምላኽ ንዓኹም ይኹን። ህጂ እውን ርእይቶይን ሕቶይን ብፍታውካ ከተውጽእዎ ይላቦ።ዘቅረብኩምለይ መልሲ ኣዕጋቢ ኣይኮነን ብፍላይ ድማ ንውሕስነት ቤተ ክርስቲያን ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ከነ ሳሲ ቅሩባት ኣይኮናን ትብል።ኣነ ኣሳስዩ ኣይበልኩን ናይ ደገ ሰላም ስዋ ትዝ ኢልኩም ተኾይኑ እንበር።ክዛረብ ኣይደልን ምባልኩም፡ገሪሙኒ ። ካብ ቃል ኣምላኽሲ ን ተዋህዶ ሓሊኹምላ፡ሰብ እንዳ ጠፍአ ሓቂ ከይትምህሩ ትኣምረ ማርያም ዶ ገለዶ ክትብሉ።ህጂ እውን ኣነ ንኽብሪኹም ባዕልኹም ሕቶይን ርእይቶይን ኣቅርቡዎ።ኣብ ዝሓለፈ ዘቅረብኩልካ ሕቶ፡ ተዓቢጡ ህጂ እውን ደጊመ ሕቶ ይሓተኩም። ኣደይ ማሪያም በጃና ኢሎም ኣብ እንዳ መድሃኒ ኣለም እስራኤል ምሂሮምና።ክንዝምር እውን ማርያም በጃና ኢልና ንነብር ነይርና። እዞም ንስኹም መናፍቃን ትብሊዎምን ትጸርፍዎምን ድማ የሱስ ኢዩ በጃ ኩላ ዓለም ጠፋእካ እዚ ክህደት ኢዩ ኢሎምና ነዚኣ ግለጹለይ። 2nd. ድማ ሮሜ 8:34: እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ። ትብል እንታይ ኢያ።ከሙ እውን ኢየሱስ ኣየማልደልናን ማርያም ኢያ ኣማላዲት ይብሉ።ማርያም መድሓኒት ኢያ ይብሉ ከምዚ ተኾይና ተዋህዶ ትምህር ኣብ ሓሶት ተንብሩና ጸኒሕኩም ማለት ኢዩ።እዚ ዘረባ ኢዚ ዘረባ ሓንቲ ማህበር ዲዩ ዋላ ዘረባ ቤተ ...