ኣተውዕል ማንም ኦርቶዶክሳዊ ነዚ ጽሑፍ እዚ ከንቢቦ ይግባእ። መንግስቲ ኤርትራ ብደም መሳኽን ኤርትራውያን ን ኦርቶዶክስ ንምልማስ ይዋገ!!።

ኣተውዕል ማንም ኦርቶዶክሳዊ ነዚ ጽሑፍ እዚ ከንቢቦ ይግባእ። መንግስቲ ኤርትራ ብደም መሳኽን ኤርትራውያን ን ኦርቶዶክስ ንምልማስ ይዋገ !! ። ኣይፋል ንኲናት እወ ንሰላም!። መንግስቲ ኤርትራ ከም ወዮ ዝጨነቆያ ሰብኣይሲ ጥንስቲ ፈቲሑስ ጥንስቲ የእቱ ከም ተባህለ ህጂ እውን ብደም መሳኽን ኤርትራውያን ንምጥላዕ ዝገብሮ ዘሎ ፈንጠርጠር ይቅጺሎ ኣሎ። http://www.mfa.gov.eg/english/embassies/egyptian_embassy_eritrea/mediacenter/pages/NewsDetails.aspx?Source=6781921f-3993-444a-859e-ee26ce851de8&newsID=94759124-2fc9-40f4-bc7e-9b6c775530c2 ፡ ንስለ ፖሎቲካኡ ብህይወት መሳኽን ብንጹሃት ኣሕዋትና ብዝነስ ክጥቀም ይጎዪ ምህላዉ ኣትሪርና ንኹንን!!። ኣስታት ሓያል ኣዋርሕ ኮይኑ ኣሎ።መንግስቲ ኤርትራ ምስ ግብጺ ዕረቁኒ ኢሉ ቋረጣ ግብጺ ካብ ዝጽበ።ካብ ንሰምዕ ነዊሕ ኮይኑ ኣሎ መንግስቲ ኤርትራ ህጂ እውን ንረብሓ ግብጺ ኣብ ሞንጎ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓድሽ ደም ንምፍሳስ ይጎዪ ኣሎ።ሎሚኸ ወዲ መን ኢዩ ክመውት ንረብሓ መን።መን ክኸስብ ብናይ መን ዋጋ ??! ።ንግብጻውያ ፖሎቲከኛታት ንስኹም ኣብ ልዕሊ መንበረ ማርቆስ ፖፕ ታዋድሮስ 2 ይ ጸቕጢ ግበሩ ነዚ ዝበራኽናዮ፡እተወገዘ ኣባ ደስቆሮስ ኣፍልጦ ተውሂብክሞ።ተቀቢልናዮ ተልኩም።መንበረ ማርቆስ ዝምድናኡ ምስ እቲ ተወገዘ መንበረ ፓትሪያርክ ኣስመራ እተገይሩ፡ ንሕና ኸኣ ኣጽ...