Posts

Showing posts from April, 2014

2ይ ክፋል ዕላማና ህይወት ንምርካብ ኢዩ!!!።

Image
                                          2ይ ክፋል                      ዕላማና ህይወት ንምርካብ ኢዩ!!!። ዕላማና ቅድሚ ምግላጽና ፡ዕላማ ኣምላኽ እንታይ ኢዩ እሞ ንበል።ዕላማ ኣምላኽ እንታይ ኢዩ?።ኢልና እንድሕሪ ሓቲትና ንሕና ህይወት ክንረክብ ኢዩ።ዕላማና ኸኣ ህይወት ክንረክብ ኢዩ።ካብዚ ወጻኢ ተዘይኮይኑ ዕላማና ምስ ዕላማ ኣምላኽ ኣይበኣስን ኢዩ።ስለዚ ድማ ኢዩ፡ኣምላኽ ንዓና ብ ድልየትናን ብምርጫናን ሞት ንዝሓረና ህዝቢ፡ከድሕን ስጋ ለቢሱ ኣብ ጸቢብ ማህጸን ሓዲሩ፡መልክዕ ባርያ ወሲዱ፡ክውለድን ነቲ ሞት ንምድምሳስን ክመውት ዘዲለዮ። በዚ ድማ ሰባት ንኣምላኽ ዝፈልጡላን፡ ናብ ህይወት ትወስድ ድንኳን ኣምላኽ እንድሕነላ መርከብ ክትህልወና ን ቤተ ክርስቲያኑ ዝመስረታ። ቤተ ክርስቲያን ክንብል ከለና ከምቲ ንሕና ንርድኦ ወይ ዝመስለና፡እዛ ብእምኒ ዝተሃንጸት ህንጻ ጥራሕ ኣይኮነትን።ቤተ ክርስቲያን ክንብል ከለና፡እንክትርጎም ከሎ፡ብቀንዱ ክርስቲያናዊ መልእኽቱ ፡ቤተ ክርስቲያን ማለት ኣቅሌስያ ካብ ዝብል ግሪኻዊ ቃል ዝተወርሰ ኪኸውን ከሎ ትርጉሙ ድማ ማሕበር ወይ ጉባኤ ህዝቢ ክርስቲያን ማለት ኢዩ።ብክርስቶስ ዝኣምኑ ማሕበር ምእመናን ማለት ኢዩ።መሰ...

1ይ ክፋል ዕላማና ህይወት ምርካብ።

Image
                                                                1ይ ክፋል                                                          ዕላማና ህይወት ምርካብ።   ኣብ ዓለም ፍልይ ዝበለ ነገር እንተ ደኣ ሃሊዩ ህይወት ምርካብ ኢዩ።ህይወት ንምርካብ ዘይጽዕር የሎን።ሰባት ህይወት ንኽረኽቡ ዝጽዕሩ ግን ዉሑዳት ኢዮም።ናይዚ ኣብነትና ድማ እቲ ስለኻልኦት ስለና ስለ ሰባት ዝሞተን ተሰቅለን ካብ ምዉታት ዝተንሰአን፡ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ።ንሱ ህይወት ንኽንረክብ ተሰቅለ። ሰባት ናብ ህይወት ከነምጽኦም ድማ ተላበወ። ነዚ ናይ ክርስቶስ ጻዊዒት ግን ብዙሓት ሰባት ዝዘንጋዕናዮ ኢና ንመስል፡ነዚ ስለ ተዘ...