Posts

Showing posts from January, 2016

ORTHODOX PRIEST COMPLAINS TO GERMAN AUTHORITIES ABOUT HARASSMENT OF CHRISTIANS AT CHRISTIAN REFUGEES FROM SYRIA, ERITREA AND OTHER COUNTRIES REFUGEE CAMPS.

Image
ORTHODOX PRIEST COMPLAINS TO GERMAN AUTHORITIES ABOUT HARASSMENT OF CHRISTIANS AT   Christian refugees from Syria, Eritrea and other countries  REFUGEE CAMPS. Christian refugees are exposed to harassment in the refugee camps in Germany says Hegumen Daniil (Irbits), superior of the St. George the Victorious Monastery in Gotschendorf, a member of the Integration Committee at the German Federal Chancellery. "Christian refugees from Syria, Eritrea and other countries are exposed to humiliation, manhunts and brutal harassment in the camps for refugees by Muslim neighbors. This also relates to the Yazidi religious minority. There are frequent cases where humiliation comes to injuries and death threats," the priest said in a letter to Federal Minister for Special Affairs and Head of the German Federal Chancellery Peter Altmaier, a copy of which is posted on Father Daniil's social media page. Former Muslims who convert to Christianity are especially at risk the pr...

2ይ ክፋል መልአኽቲ ልደት።

Image
            2ይ ክፋል መልአኽቲ ልደት። ንኹሉኹም ክርስቲያናት ሰዓብቲ ክርስቶስ ብዘይ ኣፋላላይ ብክርስቶስ ትኣምኑ እንቋዕ ናብ ብሩኽ ልደት መድሓኒናን ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ ጎይታ ክብሪ ኣብቀዐና !። ኢየሱስ ክርስቶስ ስጋ ለቢሱ መልክዕ ባርያ ወሲዱ ናብዚ ምድሪ ክመጽእ ዘገደዶ ነገር ተደኣ ነይሩ ፍቅሪ ኢዩ።እወ ፍቅሪ እቲ ኣብ ክርስቶስ ዘሎን ንክርስቶስ ዝኣምን ከኣ ዝገብሮ ነገር ተደኣ ኣሊዩ ፍቅሪ ኢዩ።እቲ ክርስቶስ ከም መድሓኒኡን ኣምላኹን ዝኣመነን ዝተረደአን ቅድመ ኹሉ ዝገብሮ ብፍቅሪ ኢዩ ዝገብሮ።ከምቲ ቃል ኣምላኽ(1ይቆሮንቶስ16:14)ኩሉ ግብርኹም ብፍቕሪ ይገበር፡ዝበለና ካብ ጸሎት ጀሚርካ ኩሉ ንጥፈታት ቤተ ክርስቲያንን ህይወትናን ብፍቅሪ ክንገብሮ ይግባእ።ፍቅሪ ናይ ሰባት ሕማቅ ኣይትደልን ኢያ።ፍቅሪ ኩሉ ትኸድን ፍቅሪ ኣይተጸልምን ፍቅሪ ድማ ክርስቶስ ኢየሱስ ኢዩ። ኣብዚ ናይ ሎሚ መዓልቲ ልደት ብሰንኪ ጽልኢ ቃለ ባርኾት ኣቦ ቤተ ክርስቲያን ከይረኸብና ኣሕሊፍናያ ኣሎና።ብፍላይ ዝተወገዙ ኣቡነ ሉቃስ ብድፍረት ንጳጳስ ዝገበርዎ ፓትሪያርኮም ኣብ ገዛ ዓጽዮም ዝገበርዎ ባርኾት ቅዝፈት ኢዩ።ከምኡ እውን ሕማቅ ኣብነት ኢዩ።ፍቅሪ ናይ ኣፍ ዘይኮነስ ናይ ልቢ ክንገብር ኣሎና፡እቶም ካህናትን ጳጳሳትን ቅድም ንሰብ ፍቅሪ ግበር ምባልና ንርእስና ክንፋቀር ይግባእ።ጸሓፊ ብጹእ ሲኖዶስ ኤርትራ ኣባ ሉቃስ ንርእሶም ብጽልእን ቅርሕንትን ምስ ዝባረኹዎም ኣቦኦም ቀዳማዊ እንጠንዮስ ኣብ ከቢድ ቂምን ጽልእን ህልኽን ከለዉ ከመይ ገይሮም ርእሶም ፍቅሪ ከይገበሩ ንፋቃር ምባሎም ዓቢ ሕቶ ኢዩ።ከምኡ እውን ቤተ ክርስቲያን ከይትሰምር ምስ መዘነኦም ኣቡነ ባስልዮስ ኮይኖም እንዳ ሰርሑ ከመይ ገይሮም ንስመ...

1ይ ክፋል መልአኽቲ ልደት። ንኹሉኹም ክርስቲያናት ሰዓብቲ ክርስቶስ ብዘይ ኣፋላላይ ብክርስቶስ ትኣምኑ እንቋዕ ናብ ብሩኽ ልደት መድሓኒናን ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ ጎይታ ክብሪ ኣብቀዐና !።

Image
                      1ይ ክፋል                                          መልአኽቲ ልደት። ንኹሉኹም ክርስቲያናት ሰዓብቲ ክርስቶስ ብዘይ ኣፋላላይ ብክርስቶስ ትኣምኑ  እንቋዕ ናብ ብሩኽ ልደት መድሓኒናን ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ ጎይታ ክብሪ  ኣብቀዐና !።                                                                                         ብ/ቀሺ ሙሴ ሺሻይ                                                                                   fathermusieshishay@...