ብብልዒ ኣይትሽጥ ቦኽርነትካ::
ብብልዒ ኣይትሽጥ ቦኽርነትካ:: ጽወዐኻ ፍለጥ ሰማያዊ ዕድል ውሉድነትካ ኣይትሽጥ ን ረብሓ ክትብል ሓወይ ተጠንቀቅ ንዝሓልፍ ክትብል ዘይ ሓልፍ ከይትኸስር መርገም ከይትቅበል ብብልዒ ኣይትሽጥ ቦኽሩነትካ ሸለል ኣይትበሎ መሰል ዉሉድነትካ ን ኣምላኽ ኣይተግህዮ ምስ ዓለም ወጊንካ ኢየሱስ እዩ ዝሞተ ስለኻ እሱ ይሕሸካ ...