Posts

Showing posts from February, 2016

ድራማ ኣባ ሉቃስን መንግስቲ ኤርትራን ብህይወት ብጹዓን ጳጳሳትን ቅዱስ ፓትሪያርክን ቤተ ክርስቲያን ኤርትራን።

Image
ድራማ ኣባ ሉቃስን መንግስቲ ኤርትራን ብህይወት ብጹዓን ጳጳሳትን ቅዱስ ፓትሪያርክን ቤተ ክርስቲያን ኤርትራን። ኣብ ዘመና ብዙሓት ኣመንትን ዘይኣመንትን ክርስቶስ ኣጽራርን ዘይኣጽራርን ክርስቶስ መጺኦም ኢዮም፡ግን ከቶ ከም ኣቡነ ሉቃስ ዝበሉ ናይ ዘመና ኣሬመንን ጨካንን ኣስኬማ ቅዱሳን ወድዮም ኣብ ውሽጢ ግን ፖሎቲካን ረብሓን ተጎልቢቦም ኣብ ልዕሊ ደቂ ቤተ ክርስቲያን ዝገብርዎ ክፋእን ተንኮልን ጉርሕን እዚ ኢልካ ኣይግለጽን። ኣባ ሉቃስ ዋላኳ ነዚ እከይ ሓሳቦም ሓቢኦሞ ክኸዱ ተፈተኑ ድሕሪ ፡ናብ ምዓርገ ጵጵስና ሚምጸኦም ግን ግልጺ ክኸውን ኢዩ ተራእዩ።ኣብቲ ፈለማ ኣንታ ናበይ ደልዮም እዞም ሰብኣይ ክንብል ከለና፡ርኤኹም ነዛ ሃይማኖት ከፍሪሱዎ ኢሎም ኢዮም ዝቃወሙኒ ዘለዉ ኢሎም፡ክጉስጉስ ዝረኣዮም ሰብ ዋእ ዞም ሰብኣይ ኣንታ ቅኑዕ ኢዮም፡እንታይ ኢኹም ትብልዎም፡ዝብሉ ደቂ ገርሂ ልባ እውን ኣይተሳእኑን።ድሓር ነቶም ጵጵስና ዝሃቡዎም ፓትሪያርክ እንጠንዮስ ምስ ሃገራዊ ድሕነት ብምዃን ካብ ስልጣኖም ከውሪዱዎም ክጉስጉሱን ናብ እንዳ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጠታን ክመላለሱ ዝረኣዩዎም ሰባት ዋእ እዞም ሰብኣይ ንሕና ንጹህ ኢዮም ሓቀኛ ኢዮም ንብል ነይርና ህጂ ግን ካሊእ ድሕሪ ባይታ ግዲ ኣለዎም ኢዩ ክብሉ ተራእዮም። ኣባ ሉቃስ ነቶም ጵጵስና ዝሃቡዎም ዝባረኹዎም መናፍቅ ኢዩ፡ኢሎም ክጉስጉሱ ተራእዮም።ግን ህዝብና ገርሀኛ ብምዃኑ እሞ ድማ ሓደ መነኮስ ይሕሱ ኢዩ፡ኢሉ ስለዘይግምት ኣብቲ ፈለማ ንቃላቶም  ነቲ ዝብልዎ ሓሶት ፡ዋላ ይእመኖ ደኣ እንበር፡ግን ነቲ፡እሞ መናፍቅ ተደኣ ኮይኖም ደኣሞ ንስኹም ክህነት የብልኩምን መናፍቅ ዝባረኹ መናፍቅ እንደኣሉ ፡ከመይ ገርኩም ደኣ ንስኹም ትባርኹን ትቅድሱን ዝብል ሕቶ ኣይተሰወሮን። ኣባ ሉቃስ ድሕሪ ፓትሪያርክ ም...

Eritrean Regime is House Arrest 5 Eritrean Orthodox Bishops three archbishops 2 bishops.

Eritrean Regime is House Arrest 5 Eritrean Orthodox Bishops three archbishops 2 bishops. After Assena.com Published new. we Calling to Asmera  about Eritrean Orthodox Church Station  , we Confermed Eritrean Regime is HouseArrest 5 Eritrean Orthodox Bishops After they Ask About freedom of Patriarch Antenios 1st Legal Patriarch Eritrean Orthodox Church. those Bishops Are 5 bishops in one House one Bishop in his post. 1, ARchi Bishop Kerilos  2,Archi Bishops Yewhans 3,Archi Bishop Salama 4, Bishops Atinatewos  5,Bishop Baslios 6,Bishop Peter But someone information from them 5 bishops bishop Peter asked to Sorry for Eritrean Government to free. but we Confirmed 4 Bishop's Still to House Arrest one bishop is in His Post. We Condemn for this Antichrist Punishment Dictatorial Government and we Ask for International Intervention. God Bless Eritrea. fathermussie shishay An Eritrean Orthodox priest Switzerland