ማራኪው ጌታ.!
ኣብ ዓለም ኣብ ካሊእ ይንቨርስ መቸስ ከምዚ ኣምላኽ ኢዚ ዝበለ ስሙ ዝገነነ ዝተመስገነን ።ኣምላኽ የለን።ዘማሪት ህጻን እንቁስላሴ ፍቅሪ ዝረትዓ ብምባል ነዚ ማራኺ ጎይታ ዘሚራትሉ ኣላ እስከ ምስኣ ብምኻን ነስተማቅሮ።
Post più popolari
-
ኣሎኒ ኣብ ላዕሊ ኣሎኒ ኣብ ላዕሊ ዓይኒ ዘይረኣየቶ ኣሎኒ ኣብ ላዕሊ እዝኒ ዘይሰምዓቶ ተዳልዩለይ ኣሎ በእምሮ ዘይግምቶ ኣሎ ኣብ ላዕሊ ዝምልስ ናተይ ሕቶ ኣሎ...
-
መናፍቅ ማለት እንታይ ማለት ኢዩ??። ብዙሓት ሰባት ብዛዕባ መናፈቅነት እትብል ቃል ዘላቶም ርድኢት ከምቲ ዝግብኣ ኣይኮነትን ጥራሕ ዘይኮነስ ኣይፈለጡዋን እውን ዘለዉ።በዚ ድማ ዋላ ንኣመንቲ ከይተረፈ መናፍቅ ...
-
ምእዛዝ ህዝቢ ኣምላኽ፥ [ንእግዚኣብሄር ምእዛዝ ብ ቀሺ ዶግቶር ተኽለኣብ መንግስተኣብ
-
2ይ ክፋል ናይ ምሕረት ኣዋጅ ንዓኻ !!!። እንበኣር ኩላትና እንጸድቅ በቲ ብ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝርከብ ምሕረትን በጃ ምሕላፍን፡ምእማንን ምቅባልን ንዕኡ ካብ ኮነስ ንምንታይ እንዱንጊ።ህጂ ብድድ ኢልና ምስ ኣም...
-
1ይ ክፋል ዕሽር ሰላም ኣምላክ ንዓኹም ይኹን ፍቁራትን ኩቡራትን ኣቦታተይን ኣዴታተይን ኣሕዋተይ ኣሓተይ።ጸጋ ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ምሳኹም ይኹን።ናይ ሎሚ ኣርእስቲ ንርእዮ ተደኣ ኣልዩ፡መንፈስ ቅዱስ ብዝመርሓና ...
-
በዚ ዕለት እዚ ጳውሎስን ጴጥሮስን ስለ ስም ክርስቶስ ሰማዕትነት ተቀቢሎም ዓረፉ። ብ ቀሺ ሙሴ ሽሻይ በዚ ሎሚ ዕለት ቅዱሳን ሃዋርያት ጴጥሮስን ጳውሎስን ኣኽሊል ሰማ...
-
ኣብዚ እንታይ ትገብር ኣሎኻ፧ 1ይ ክፋል ብቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል “ክላ ስቕ ኢልካ’ዩ!” ክትብለኒ ከላ፡ ተስፋ ዘቝርጽ ነገር ክትዛረብ ምዃና ኣይሰሓትክዎን። ከም ግምተይ ከኣ ጉድ ክትዝርዝረለይ ጀ...
-
2ይ ክፋል መናፍቅ ማለት እንታይ ማለት ኢዩ። ገለ ሰባት ነታ መናፈቕነት እትብል ዘይፈለጥዋ ክኾኑ ከለዉ። ገለ ግን መኣዘኣን ዘለዋ ሚዛንን ንምድኻም ኣብ ጠቅሞም ከውዕልዋ ይፍትኑ ምህላዎም ኢዩ።እስከ ገለ፡- ...
-
እቲ ንክርስቲና ከጥፍእ ዝሕልን ታሪኽ ዘይንበበ ፈጻሚ ትንቢት ጥራሕ ኢዩ!። ቤተ ክርስቲያን ኩሉ ግዜ ኣላ ንሳ ክሳዕ ዘላ ድማ ኩሉ ግዜ ጸላእታ ኣለዉ። ግንከ ንሶም ደኣ ይሓልፉ እንበር ንሳስ ኣይትሓልፍን ንሳ...
No comments:
Post a Comment