2ይ ክፋል
መን'ዩ ቶኽላ!???::
እስከ ሃይማኖት ካብ እምነት ናብ ፖሎቲካ ይቅየር ኣሎ ዘበለትኒ ሓንቲ ነጥቢ ከቅርብ፥በብሓደ ስለዝቀርብ ኢየ፥እንበር ኩንታል ኢዩ ዘለኒ ኩንታል።
ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ሰባኺ ይትንስእ እሞ ካህንዶ ንበሎ፤ካህን፥ኣብቶም ቅኑዕ ወንጌል ክምግብዎ ናትና ኢዩ።ዘጽድቅ እንበር ዘይተጻሕፈዶ ከይምህረና :ከይነግረና ኢሎም፥ኮፍ ኢሎም፥ክሰምዕዎ እዝኖም ጸልዮም ዝጽበዩ ነበሩ ህዝቢ፥ብምትንሳእ።
ተጠንቀቁ ተኻሉ ይመጽኹም ኣለዉ፥፥ተሓድሶ፥ ሓሰማ ብልዑ ዝብሉ፥ካህናት ኢና ኣቅሽቲ ኢና ዝብሉ፤ሓሰማ ምብላዕ ኣይናይ ሃይማኖትናን ዉጉዝ ኢዩ፤ስለምንታይ ሓሰማ ጽዩፍ ስራሕ ዝሰርሑ፥ተጠንቀቁ: እዚኦም ክመጹ ኢዮም ኢሉ ዝተነግረሎም፥መናፍቃን፥ሓሰማ ይብላዕ ኢዩ፥ ኢሎም ክምህሩኹም ንስኹም ከኣ ኣይናይ ኣቦና ኣይናይ ኣዴና ስቅ ኢልኩም ትሠምዕዎም ኣለኹም ።እንዳ በለ ነዞም ህዝቢ ኣብቲ ጻዕዳ ሓንጎሎም፥ክርዳድ እንዳ መልአ፥ሓሰማ ኣይትብልዑ ዝብል ትምህርቲ ናይ መናፈቃን ኢዩ ኢሉ፥ነቶም ብስጋ ዝጸልኦምን ዝቀንአሎምን ክወቅሶምን ህዝቢ ወይለይ መስቀል ዝሓዙ መናፍቃን እውንዶ ኣለዉ ኢዮም፥ኢሉ ፈሪሑ ክሽቅረርን፥ንዕኡ ግን ሓላይ እምነት ኢሉ ክንእዶን ዝገበሮ ኢዩ ዝነበረ ሰይጣናዊ ትምህርቲ ኢዩ። ።
ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ሕጊ ስርዓት ኣለዋ፤ነቲ ጽሩይ ጥንታዊ ስርዓት ግን እቶም ብ ኣፎም ንሕናስ ብዘይ ምውልዋል ስርዓት ኣቦታትቲና ክንክተል ኢና፥ እንዳበሉ ልቢ ገርሂ ልቢ ዝሰልቡ፥ግንከ ንስርዓታ ዘየኽብሩን ዝብሕጉጉን ጉጅለታትን ማሕበራትን ሰበኽትን ኢዮም።እስከ ምዘኑ፤ዓይኒ ተዋሂቡኩም ኣሎ ዝር እዝኒ ድማ ተዋሂቡኩም ኣሎ፤ዝሰምዕ። መንዩ መናፍቅ፧ መንዩኸ ሓድሽ ሃይማኖት ዘተኣታቱ ዘሎ።መንዩኸ ቶኽላ፧መን ኢዩኸ ብሽም ኦርቶዶክስ ዝሽቅጥን ህዝቢ ፋሕፋሕ ዘብልን ዘሎ።መንዩኸ ሓሳዊ፧ ዘዕግብ መልሲ ክኾኖም ተስፋ ይገብር ንሶም እኳ እሮማይ ተታሊሎም እንዲዮም መንግስተ ኣምላኽ ትደልዩ ህዝቢ ግን መሰረተ እምነት ኦርቶዶክስ ስምዕዎ።
ኣብ ሕጊ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን: ፍትሐ ነገሥት ዓንቀጽ 23 ብዛዕባ ዝብላዕ ክዛረብን ክገልጽን ከሎ ከምዚ ይብል።ተስፋ ይገብር ነዚ 318 ሩቱዓነ ሃይማኖት ኣቦታት ዝገበሩዎን ዘውጽእዎን ናይ ተሓድሶ መጽሓፍ ኢዩ ከይብልዎ።
ስርዓት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ዝኾነ ፍትሃ ነገስት ፍትሐ ነገሥት ኣብ ዓንቀጽ ፳፫ (23) በእንተመብልዕ፤ወአልባስ፥ወማህደር ወተግባረ፤እድ፤ዘይደሉ፤ለመሲሓውያን።
፰፻፪ በእንተ ወመብልዕሰ :በዉስተ ሕግ፥መሲሓዊት ኣልቦ ዉስቴታ፤ሕርመት፥ዘእንበለ፥ዘከል ኡ፤ሓዋርያት፥እምኔሁ፥በመጽሐፈ ፤ኣብ ረክሲስ፤ወበቀኖናሆሙ፥ብብሂሎቶሙ፥ናሁ ሠምረ፤መንፈስ ፤ቅዱስ ወሠመርነ ፤ንሕነኒ፤ካዕበ፤ከመ ኢናንብር ላዕሌክሙ፥ፆረ፤ክቡደ፤ዘይፈድፍድ፤ዘእንበለ ዝንቱ፥ዘተኀድጉ፤ኪያሁ፤በግብር፤ወዉእቱ ፤ከመ ትርኀቁ፤እምበሊዐ፤ደም ወሕኑቅ፤ወመስዋዕተ፤ጣዖት፥ወብላዐ፥አርዌ ።
፰፻፫ ወለእሉሂ የሐርምዎሙ፤በእንተ ዘሀሎ፤ውስቴቶሙ፤እምሕማምእነፍሳዊ።እስመ ተሰናእዎእምሽለ መምለኪያነ፥ጣዖት፤በበሊአዐ፤ዘይዘብሕዎ፥ለአ ማልክት፤ይከውን፤ዘይሳተፎሙ፤ቤምልኮቶሙ፤ወይ ስሕቦ፥ዝንቱ፤ ሃበ ኣምልኮ ጣዖታት።ወበእንተ ዘሀሎ፥ዉስቴቱ፤እምሕማም፤ስጋዊ፤ወነፍሳዊ፤እ ስመ ይእቲ ታማስን ቲስሕተ፤ስጋ፤ማስኖ፥ዘያበጽሕ፤ሃበ ፤ሙስና፤ፍጥረት፤ወዓዲ ትወስድ፤ኀበ ፤ሀጉለ፤ኣባል።
፰፻፬ ወአኮ ዘ አሕረምዋ፥እስመ፤ርኵስት፤ይእቲ፤በፍጥረታ፤እ ስመ ፤እምፍጥረተ፤፤እግዚኣብሔር ፤ይእቲ።ወናሁ፤ተጽሕፈ፤ለነ በውስተ ኦሪት፤ዘይብል፥ ወርእየ፤እግዚኣብሔር፤ኵሉ፤ዘፈጠረ፤ከመ፤ሠና ይ፤ውእቱ>።ወበወንጌልኒ፤ይቤ፤እግዚእነ፤ኣኮ ፤ኩሉ፤ዘይበውእ፤ውስተ፤ኣፈ፤ሰብእ፤ዘይክል፤ ኣርኵሶቶ፤ወአፈ፤ወርቅኒ፤ይበ፤በእንተ፤ዝንቱ ፤እስመ፤እግዚኣብሔር፤ኣብጠለ፤በዝንቱ፤ቃል፤ መብዝኀታ፤ለትእዛዘ፤ኦሪት።
፰፻፭ ወያጸንዕ፤ዘንተእምክር፤ዘተነግረ፤በ አብረክሲስ፤ወዉእቱ፤ቃለ፤ሉቃስ ወንጌላዊ፤ዘይቤ፤ወዐርገ፤ጴጥሮስ፤መልዕልተ፤ ናሕሰ፤ግዜ ፮ቱ፤ሰዓት፤ከመ፤ይጸሊ፥ወነዊ፤ርኀበ፤ወይፈቅ ድ፤ይብላዕ፤ወእንዘ፥ያስተዳልዉ፤ሎቱ፤መጽ አ፤ድቃስ፤ላዕሌሁ፤ወርእየ፤ሰማየ፤ርኅወ፤ወና ሁ፤ሞጣሕት፤ዘእሁዝ፤በ፬ቱ፤ጽነፊሁ፥ኣምሳለ፤ ልብስ፤ዓቢይ፤እንዘ፤ይወርድ፤ዲበ፤ምድር፤ወሀ ሎ፤ውስቴቱ፤ኵሉ፤እንስ ሳ፤ዘ፬ቱ፤እገሪሁ፤ወኵሉ፤ዘይትሐወስ፥ውስተ፤ ምድር፤ወአዕዋፈ፥ሰማይ፥ወመጽ አ፤ቃል ሃቤሁ፤ዘይብል፤ተንስእ፤ኦ፤ጴጥሮስ፥ሕረድ፤ወ ብላዕ።ወይቤሎ፤ጴጥሮስ፤ሐሰ፤ሊተ፤እግዚእየ፤ እስመ፤ኢበላዕኩ፤አነ፤ግሙራ፤ርኩሰ፤ወኢደነሰ ፤ወዳግመ፤ጸውዖ፤ወይቤሎ፤<እግዚኣብሔረንጽሖ ፤ኢታስተራኵስ፤አንተ፤ወኮነ፤ዝንቱ፤ቃል፤፫ቱ ጊዜያተ>።
፰፻፮ወቅዱሳንሂ፤መምህራን፤ኣፈ፤ወርቅ፤ወካል አኒሁ፤ኣበው፤ለበዉ፤እምዝንቱ፤ከመ፤መፍቅድ፤ ኮነ፤ቦቱ፤፪ቱ ምግባራት፤፩ዱ እምኔሆሙ፤ዘኅቡእ፤ወዉእቱ፤ከመ፤ኢነሐሊ፤እም ይእዜ፤ከመ፤አሕዛብ፤እለ፤ኢአምኑ፤ዓዲሆሙ፤ር ኵሳን፤እሙንቱ፤ዘኢይደልዎሙ፤ለምእመናን፤ተራ ክቦ፤ምስሌሆሙ፤በከመ፤ኣዘዘ፤ፍትሐ፤ብሊት።ወ ካልእኒ፤ክሱት፤ውእቱ፤ከመ፤ነሐሊ፥ከመ፤ኵሎሙ ፤እንሻት፤ንጹሓን፤እሙንቱ፥ወኢንትከላእ፤እም ተሴስዮ፤ዘይደሉ፤እምልባዌ፤ጠባይዕ፤ወሲሳይኒ ፤ቦሙ፤ሀሎ፤ዘእንበለ፤በሊዐ፤ደም ወሕኑቅ፤ወመስዋዕተ፥ጣዖት፤ወብላዐ፤ኣርዌ።
ዓንቀጽ ፳፫ ፰፻፰ በስ፤፶ወ፪ቱ፤ ወኢያርኵስ፤ቀሲስ ወኤጲስ፥ቆጶስ፤ምንተኒ፤እምነ፥መባልዕት፤ኵሎ ሙ፥ዘእንበለ፤እግዚአብሔር።ወይደልዎሙ፥ለመሲ ሐውያን፤ወለካህናት፤እለ፤እምውስቴ ቶሙ፤ወፈድፋደሰ፤ለመነኰሳት፤ከመ ኢይጸመዱ፤ለዝንቱ፤ለብዝኀ፤ጾታ፤መባልዕት፤ዘ ዘዚአሁ፥ወኢትፍግዕት፥በጥዕሙ፤ወጼናሁ፥ወልም ላሜሁ፥ወኅብሩ፤ዘያጌጊ።አላ ይሴሰዩ፤ለበቍዔት፤በዘይቀውም፤ስጋ፤ኅዳጠ፥መ ዋዕለ፤ወዘተረክበ፥ለብዙኃን፤በመካናቲሆሙ፤ወ ዘመናቲሆሙ፤ወእግዚእነሂ፤ይቤ፤ምንትኑ፤ተደል ዎ፤ወአስተሐምሞ፤ወእግዚእነሂ፤ይቤ፤ምንትኑ፤ ተደልዎ፤ወአስተሐምሞ፤በግብር፤ብዙኅ፤በዝንቱ ፤ዓለም።ወዘይትፈቀድሰ፥ኀቤሁ፤ኅዳጥ፤ውእቱ፤ ወ፩ዱ፤
፰፻፲በስ ፶ወ፪ቱ ወኢያርኩስ፤ቀሲስ፥ወኤጲስቆጶስ፥ምንተኒ እምነ መባልዕት ኩሎሙ።ዘእንበለ ዳእሙ፤ዘየሐርምዎ፥ባሕቲቶሙ፥በእንተ፤እግዚኣ ብሄር።
እዚ ኩሉ ግእዝ ኮይኑ ትርጉሙ መልእኽቱ ድማ ናብ ትግርኛ እንክትርጎም፥ዋላካ ብጽፉፍ ቃል ብቃሉ ኣይንተርጉሞ እንበር መልእኽቱ ከምዚ ዝስዕብ ኢዩ።
ከምዚ ይብል:- ሃዋርያት ብግብሪ ሃዋርያት ብሲኖዶሶም ብግዲ ዝኣዘዙዎ ተዘይ ኮይኑ ካብ ምብላዕ ብሕጊ ከይብላዕ ዝተኸልከለ መግቢ የሎን፤ እታ ኣብ ፍት ሃ ነገስት ተጠቂሳ ዘላ ጥቅሲ ኣየናይ ኢዩ ከይብላዕ ዘለዎ ትእዝዝ ጥቅሲ፥እዚኣ ኢያ።ግብሪ ሃዋርያት 15:27-29)ስለዚ ይሁዳን ሲላስን፡ ንሳቶም ነዚ ብኣፎም ድማ ኪነግሩኹም፡ ሰዲድናልኩም ኣሎና።ብዘይ እቲ እተገብኤ፡ ማለት፡ ንጣኦታት ካብ እተሰውኤን ደምን፡ ካብ ሕኑቕን ዝሙትን ደኣ ኽትክልከሉ እምበር፡ ገለ ሓለፋ ጾር እኳ ኸይንጽዕነኩም፡ ንመንፈስ ቅዱስን ንኣናን ተራእዩና እዩ እሞ፡ ርእስኻትኩም ካብዚ እንተ ሐሎኹም፡ ጽቡቕ ክትረኽቡ ኢኹም። ደሓን ኩኑ።
ክርስቲያናት ከይበልዑዎ ዝተኸልከሉ መግቢ ኣብ ኦርቶዶክሳዊ ሕጊ፥ንጣኦታት ካብ እተሰውኤን ደምን፡ ካብ ሕኑቕን ጥራሕ ኢዩ።ካልእ መግቢ ግን ክበልዑ ከም ተፈቀደሎም ፍትሓ ነገስት ይዛረብ።መን ደኣሉ ቶኽላ በዓል ቄናን ትምህርቲ፥ነፍሱ ፈቲጹ ይመለስ ኣቱም ደድህሪዐኡ ጽዖቡ ኸኣ ነፍስኹም ፈቲሹ።
ነዚ ዝኸልከሉዎ ድማ ርኹስ መግቢ ሃሊዩ ዘይኮነስ።ሰውነትን ስጋን ዝጎድእ ሕማም ስለ ዘለዎም እቶም ሕሉቃት፤እቲ ናይ ጣዖት ድማ ኣብ እንዳ ጣዖት ከድካ ምብላዕ ምስቲ ኣምላኺ ጣዖት ሓደ ዝግበር ስለዝኾነን ንዕ ኡ ነቲ ጣዖት ዘምልኽ ድማ ምስ ኡ ተበሊዕካ ሓደ ከም ዝኾንካ ስለዝመስሎን፤ሓደ ምኻን ከም ዝቁጸን ስለምንታይሲ ኣብ ኣምልኾኦም ትጽንበር ስለዘለኻን ከም ጣዖት ሚምላኽ ከም ዝሕሰብን፥እዚ ድማ ንነፍስን ስጋን ዝጎድእ ሕማም ኣብ ውሽጡ ስለ ዘለዎ ፤እዚ ድማ ብሓጺሩ ማለቱ ናብ ጥፍ ኣት ስለዘብጽህን ኣባል እቶም ጣዖታት ስለ ዝገብርን ኢዩ።
ኣብታ ቁጽሪ ፰፻፬ ተሪኢና ።ብ ተፈጥረኡ ርኹስ ኢሎም ዝኸልከሉዎ ኣይኮነን፤እግዚኣብሄር ዝፈጠሮ ፍጥረት እግዚኣብሄር ፥ኩሉ ጽቡቅ ከም ዝኾነ ረኣየ፤ሰናይ ከም ዝኾነ ረኣየ፤ዝብል ኣብ ኦሪት ተጻሒፉ ንረኽቦ።(ዘፍ ፩፥፪፭)ኣብ ወንጌል እውን ጎይታና ከምዚ በለ (ማቴ፯፥፩፭)ካብ ሰብ ዚወጽእ እዩ ንሰብ ዜርክሶ እምበር፡ ካብ ወጻኢ ናብ ሰብ ዚኣቱስ ገለ እኳ ኼርክሶ ኣይክእልን እዩ።በለ። የውሃንስ ኣፈወርቂ እውን በዚ ቃል እዚ ብዙሕ ቃላተ ኦሪት ኣሕለፈ ይብል;;
ኣብታ ቁጽሪ ፰፻፭ ተደኣ ሪኢና።ነቲ ናይ ግብሪ ሃዋርያት ኢዩ ዘጽንዖ።(ግብ፲፥፱፡፩፪) ብምጥቃስ የጽንዖ።ኣብዚ ፍቅዲ እዚ ጴጥሮስ ተፋላለዩ ዓይነት እንሲሳ ክበልዕ ከም ዝተኣዘዘ እሞ፥ከም ዝ ኣበየ ኣምላኽ ግን ኣምላኽ ዘንጽሖ ንስኻ ኣይተርክሶ ከም ዝበሎ።ስለዚ ሰብ ኣምላኽ ዘንጸሆ ርኹስ ኢዩ ክብል ከም ዘይግበኦ ኢዩ ዝጠቅስ።እዚ ፈቲኻ ዲዩ ጸሊእካ ክትቅበሎ ዘለካ ኢዩ።ኦርቶዶክስ ኢየ ክትብል ተኾንካ፤ነቲ ግእዝ ኢየ ዝጸሓፍዎ ክትርጉሞ ዝፍትን ኢየ ዘለኹ።ፍትሓ ነገስት ዝብሎ ኢዩ ዝነግረኩም ዘለኹ ኣነ ሻምብቆ ገርኩም ሕሰቡኒ።
ይቅጽልል,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,
መን'ዩ ቶኽላ!???::
እስከ ሃይማኖት ካብ እምነት ናብ ፖሎቲካ ይቅየር ኣሎ ዘበለትኒ ሓንቲ ነጥቢ ከቅርብ፥በብሓደ ስለዝቀርብ ኢየ፥እንበር ኩንታል ኢዩ ዘለኒ ኩንታል።
ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ሰባኺ ይትንስእ እሞ ካህንዶ ንበሎ፤ካህን፥ኣብቶም ቅኑዕ ወንጌል ክምግብዎ ናትና ኢዩ።ዘጽድቅ እንበር ዘይተጻሕፈዶ ከይምህረና :ከይነግረና ኢሎም፥ኮፍ ኢሎም፥ክሰምዕዎ እዝኖም ጸልዮም ዝጽበዩ ነበሩ ህዝቢ፥ብምትንሳእ።
ተጠንቀቁ ተኻሉ ይመጽኹም ኣለዉ፥፥ተሓድሶ፥ ሓሰማ ብልዑ ዝብሉ፥ካህናት ኢና ኣቅሽቲ ኢና ዝብሉ፤ሓሰማ ምብላዕ ኣይናይ ሃይማኖትናን ዉጉዝ ኢዩ፤ስለምንታይ ሓሰማ ጽዩፍ ስራሕ ዝሰርሑ፥ተጠንቀቁ: እዚኦም ክመጹ ኢዮም ኢሉ ዝተነግረሎም፥መናፍቃን፥ሓሰማ ይብላዕ ኢዩ፥ ኢሎም ክምህሩኹም ንስኹም ከኣ ኣይናይ ኣቦና ኣይናይ ኣዴና ስቅ ኢልኩም ትሠምዕዎም ኣለኹም ።እንዳ በለ ነዞም ህዝቢ ኣብቲ ጻዕዳ ሓንጎሎም፥ክርዳድ እንዳ መልአ፥ሓሰማ ኣይትብልዑ ዝብል ትምህርቲ ናይ መናፈቃን ኢዩ ኢሉ፥ነቶም ብስጋ ዝጸልኦምን ዝቀንአሎምን ክወቅሶምን ህዝቢ ወይለይ መስቀል ዝሓዙ መናፍቃን እውንዶ ኣለዉ ኢዮም፥ኢሉ ፈሪሑ ክሽቅረርን፥ንዕኡ ግን ሓላይ እምነት ኢሉ ክንእዶን ዝገበሮ ኢዩ ዝነበረ ሰይጣናዊ ትምህርቲ ኢዩ። ።
ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ሕጊ ስርዓት ኣለዋ፤ነቲ ጽሩይ ጥንታዊ ስርዓት ግን እቶም ብ ኣፎም ንሕናስ ብዘይ ምውልዋል ስርዓት ኣቦታትቲና ክንክተል ኢና፥ እንዳበሉ ልቢ ገርሂ ልቢ ዝሰልቡ፥ግንከ ንስርዓታ ዘየኽብሩን ዝብሕጉጉን ጉጅለታትን ማሕበራትን ሰበኽትን ኢዮም።እስከ ምዘኑ፤ዓይኒ ተዋሂቡኩም ኣሎ ዝር እዝኒ ድማ ተዋሂቡኩም ኣሎ፤ዝሰምዕ። መንዩ መናፍቅ፧ መንዩኸ ሓድሽ ሃይማኖት ዘተኣታቱ ዘሎ።መንዩኸ ቶኽላ፧መን ኢዩኸ ብሽም ኦርቶዶክስ ዝሽቅጥን ህዝቢ ፋሕፋሕ ዘብልን ዘሎ።መንዩኸ ሓሳዊ፧ ዘዕግብ መልሲ ክኾኖም ተስፋ ይገብር ንሶም እኳ እሮማይ ተታሊሎም እንዲዮም መንግስተ ኣምላኽ ትደልዩ ህዝቢ ግን መሰረተ እምነት ኦርቶዶክስ ስምዕዎ።
ኣብ ሕጊ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን: ፍትሐ ነገሥት ዓንቀጽ 23 ብዛዕባ ዝብላዕ ክዛረብን ክገልጽን ከሎ ከምዚ ይብል።ተስፋ ይገብር ነዚ 318 ሩቱዓነ ሃይማኖት ኣቦታት ዝገበሩዎን ዘውጽእዎን ናይ ተሓድሶ መጽሓፍ ኢዩ ከይብልዎ።
ስርዓት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ዝኾነ ፍትሃ ነገስት ፍትሐ ነገሥት ኣብ ዓንቀጽ ፳፫ (23) በእንተመብልዕ፤ወአልባስ፥ወማህደር ወተግባረ፤እድ፤ዘይደሉ፤ለመሲሓውያን።
፰፻፪ በእንተ ወመብልዕሰ :በዉስተ ሕግ፥መሲሓዊት ኣልቦ ዉስቴታ፤ሕርመት፥ዘእንበለ፥ዘከል ኡ፤ሓዋርያት፥እምኔሁ፥በመጽሐፈ ፤ኣብ ረክሲስ፤ወበቀኖናሆሙ፥ብብሂሎቶሙ፥ናሁ ሠምረ፤መንፈስ ፤ቅዱስ ወሠመርነ ፤ንሕነኒ፤ካዕበ፤ከመ ኢናንብር ላዕሌክሙ፥ፆረ፤ክቡደ፤ዘይፈድፍድ፤ዘእንበለ ዝንቱ፥ዘተኀድጉ፤ኪያሁ፤በግብር፤ወዉእቱ ፤ከመ ትርኀቁ፤እምበሊዐ፤ደም ወሕኑቅ፤ወመስዋዕተ፤ጣዖት፥ወብላዐ፥አርዌ ።
፰፻፫ ወለእሉሂ የሐርምዎሙ፤በእንተ ዘሀሎ፤ውስቴቶሙ፤እምሕማምእነፍሳዊ።እስመ ተሰናእዎእምሽለ መምለኪያነ፥ጣዖት፤በበሊአዐ፤ዘይዘብሕዎ፥ለአ
፰፻፬ ወአኮ ዘ አሕረምዋ፥እስመ፤ርኵስት፤ይእቲ፤በፍጥረታ፤እ
፰፻፭ ወያጸንዕ፤ዘንተእምክር፤ዘተነግረ፤በ አብረክሲስ፤ወዉእቱ፤ቃለ፤ሉቃስ ወንጌላዊ፤ዘይቤ፤ወዐርገ፤ጴጥሮስ፤መልዕልተ፤
፰፻፮ወቅዱሳንሂ፤መምህራን፤ኣፈ፤ወርቅ፤ወካል
ዓንቀጽ ፳፫ ፰፻፰ በስ፤፶ወ፪ቱ፤ ወኢያርኵስ፤ቀሲስ ወኤጲስ፥ቆጶስ፤ምንተኒ፤እምነ፥መባልዕት፤ኵሎ
፰፻፲በስ ፶ወ፪ቱ ወኢያርኩስ፤ቀሲስ፥ወኤጲስቆጶስ፥ምንተኒ እምነ መባልዕት ኩሎሙ።ዘእንበለ ዳእሙ፤ዘየሐርምዎ፥ባሕቲቶሙ፥በእንተ፤እግዚኣ
እዚ ኩሉ ግእዝ ኮይኑ ትርጉሙ መልእኽቱ ድማ ናብ ትግርኛ እንክትርጎም፥ዋላካ ብጽፉፍ ቃል ብቃሉ ኣይንተርጉሞ እንበር መልእኽቱ ከምዚ ዝስዕብ ኢዩ።
ከምዚ ይብል:- ሃዋርያት ብግብሪ ሃዋርያት ብሲኖዶሶም ብግዲ ዝኣዘዙዎ ተዘይ ኮይኑ ካብ ምብላዕ ብሕጊ ከይብላዕ ዝተኸልከለ መግቢ የሎን፤ እታ ኣብ ፍት ሃ ነገስት ተጠቂሳ ዘላ ጥቅሲ ኣየናይ ኢዩ ከይብላዕ ዘለዎ ትእዝዝ ጥቅሲ፥እዚኣ ኢያ።ግብሪ ሃዋርያት 15:27-29)ስለዚ ይሁዳን ሲላስን፡ ንሳቶም ነዚ ብኣፎም ድማ ኪነግሩኹም፡ ሰዲድናልኩም ኣሎና።ብዘይ እቲ እተገብኤ፡ ማለት፡ ንጣኦታት ካብ እተሰውኤን ደምን፡ ካብ ሕኑቕን ዝሙትን ደኣ ኽትክልከሉ እምበር፡ ገለ ሓለፋ ጾር እኳ ኸይንጽዕነኩም፡ ንመንፈስ ቅዱስን ንኣናን ተራእዩና እዩ እሞ፡ ርእስኻትኩም ካብዚ እንተ ሐሎኹም፡ ጽቡቕ ክትረኽቡ ኢኹም። ደሓን ኩኑ።
ክርስቲያናት ከይበልዑዎ ዝተኸልከሉ መግቢ ኣብ ኦርቶዶክሳዊ ሕጊ፥ንጣኦታት ካብ እተሰውኤን ደምን፡ ካብ ሕኑቕን ጥራሕ ኢዩ።ካልእ መግቢ ግን ክበልዑ ከም ተፈቀደሎም ፍትሓ ነገስት ይዛረብ።መን ደኣሉ ቶኽላ በዓል ቄናን ትምህርቲ፥ነፍሱ ፈቲጹ ይመለስ ኣቱም ደድህሪዐኡ ጽዖቡ ኸኣ ነፍስኹም ፈቲሹ።
ነዚ ዝኸልከሉዎ ድማ ርኹስ መግቢ ሃሊዩ ዘይኮነስ።ሰውነትን ስጋን ዝጎድእ ሕማም ስለ ዘለዎም እቶም ሕሉቃት፤እቲ ናይ ጣዖት ድማ ኣብ እንዳ ጣዖት ከድካ ምብላዕ ምስቲ ኣምላኺ ጣዖት ሓደ ዝግበር ስለዝኾነን ንዕ ኡ ነቲ ጣዖት ዘምልኽ ድማ ምስ ኡ ተበሊዕካ ሓደ ከም ዝኾንካ ስለዝመስሎን፤ሓደ ምኻን ከም ዝቁጸን ስለምንታይሲ ኣብ ኣምልኾኦም ትጽንበር ስለዘለኻን ከም ጣዖት ሚምላኽ ከም ዝሕሰብን፥እዚ ድማ ንነፍስን ስጋን ዝጎድእ ሕማም ኣብ ውሽጡ ስለ ዘለዎ ፤እዚ ድማ ብሓጺሩ ማለቱ ናብ ጥፍ ኣት ስለዘብጽህን ኣባል እቶም ጣዖታት ስለ ዝገብርን ኢዩ።
ኣብታ ቁጽሪ ፰፻፬ ተሪኢና ።ብ ተፈጥረኡ ርኹስ ኢሎም ዝኸልከሉዎ ኣይኮነን፤እግዚኣብሄር ዝፈጠሮ ፍጥረት እግዚኣብሄር ፥ኩሉ ጽቡቅ ከም ዝኾነ ረኣየ፤ሰናይ ከም ዝኾነ ረኣየ፤ዝብል ኣብ ኦሪት ተጻሒፉ ንረኽቦ።(ዘፍ ፩፥፪፭)ኣብ ወንጌል እውን ጎይታና ከምዚ በለ (ማቴ፯፥፩፭)ካብ ሰብ ዚወጽእ እዩ ንሰብ ዜርክሶ እምበር፡ ካብ ወጻኢ ናብ ሰብ ዚኣቱስ ገለ እኳ ኼርክሶ ኣይክእልን እዩ።በለ። የውሃንስ ኣፈወርቂ እውን በዚ ቃል እዚ ብዙሕ ቃላተ ኦሪት ኣሕለፈ ይብል;;
ኣብታ ቁጽሪ ፰፻፭ ተደኣ ሪኢና።ነቲ ናይ ግብሪ ሃዋርያት ኢዩ ዘጽንዖ።(ግብ፲፥፱፡፩፪) ብምጥቃስ የጽንዖ።ኣብዚ ፍቅዲ እዚ ጴጥሮስ ተፋላለዩ ዓይነት እንሲሳ ክበልዕ ከም ዝተኣዘዘ እሞ፥ከም ዝ ኣበየ ኣምላኽ ግን ኣምላኽ ዘንጽሖ ንስኻ ኣይተርክሶ ከም ዝበሎ።ስለዚ ሰብ ኣምላኽ ዘንጸሆ ርኹስ ኢዩ ክብል ከም ዘይግበኦ ኢዩ ዝጠቅስ።እዚ ፈቲኻ ዲዩ ጸሊእካ ክትቅበሎ ዘለካ ኢዩ።ኦርቶዶክስ ኢየ ክትብል ተኾንካ፤ነቲ ግእዝ ኢየ ዝጸሓፍዎ ክትርጉሞ ዝፍትን ኢየ ዘለኹ።ፍትሓ ነገስት ዝብሎ ኢዩ ዝነግረኩም ዘለኹ ኣነ ሻምብቆ ገርኩም ሕሰቡኒ።
ይቅጽልል,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,
No comments:
Post a Comment